$ 0 0 ብዓል ዝኽሪ 52 ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፍራንክፈርት ዕለት 07/09/2013 ካብ ሰዓት 14-24 ኣብ ግሪስሃይም ክኽበር እዩ። ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ ከኣ ጉጅለና ብዓቢ ክብሪ ትዕድም። ምሉእ ሓበሬታ ፖስተር ተመልከት። ኣብ ምሕባርን ምዝርጋሕን ሓበሬታ ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና። ብደሓን ምጹ! ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር ደ.ፍ. ፍራንክፈርት